Restaurant Revitalization Fund Overview (Tigrinya)
Summary
A Tigrinya-language SBA overview of the Restaurant Revitalization Fund (RRF), which provides restaurants and other eligible businesses with funding to keep their doors open. The overview states that the program provides funding equal to pandemic-related revenue loss, up to $10 million per business, with a lower limit per physical location, and that recipients are not required to repay the funding if it is used for eligible uses before ማርች 11, 2023. Eligible entities listed include restaurants, bakeries, food trucks, caterers, bars, wineries and inns, some of them only where on-site sales to the public make up at least 33% of gross receipts. It states that applicants can apply through an SBA-recognized point-of-sale partner or directly through the SBA application portal, and lists a call center and SBA district offices for help.
Summary drafted by a model from the document's text below and checked by script against that text before publication. It is a navigation aid, not a reading of what the document proves. Where AI is used
Full text
102 - Tigrinya - ትግርኛ
ናይ U.S. ኣናእሽተይ
ንግዲታት ምምሕዳር
ናይ ቤት ምግቢ ሕድሳት ፈንድ
ናይ ኣሜሪካ ናይ ነፍሲ ኣድሕን ትልሚ ቤት ምግብታትን ካልኦት ብቁዓት ስራሕቲ ንግዲ በሮም ንክኽፈት ናይ ገንዘብ ድጋፍ ንምሃብ ናይ ቤት
ምግብታት ሕድሳት ፈንድ (RRF) ኣጣይሹ። አዚ ፕሮግራም ቤት ምግብታት ምስቲ ለበዳ ተተሓሒዙ ካብ ዝመጽእ ናይ ኣታዊ ኪሳራ ተተሓሒዙ
ማዕረ ዝኮነ ናይ ገንዘብ ድጋፍ ንሓደ ናይ ንግዲ ስራሕ እስካብ $10 ሚሊዮን ዶላር ከምኡ ዉን ብ ኣካላዊ ስፍራ ካብ $5 ሚሊዮን ዶላር ኣይበልጽን።
ገንዘብ ተቐበልቲ እቲ ፈንዲንግ መሊሶም ክኸፍሉ ኣይግደዱን እቶም ፈንድታት ቅድሚ ማርች 11, 2023 ንብቁዕ ጥቅሚታአት እንተውዒሎም።
ናብ www.sba.gov/restaurants ብጽሑ ንተወሳኪ ሓበሬታ።
መን ከመልክት ይኽአል
ብተወሳኪ እዉን ምስቲ ለበዳ ዝተትሓሓዘ ናይ ኣታዊ ብኽነት ዘጋጠሞም ብቑዓት ኣካላት:
o ቤት ምግብታት o አንዳ ባኒ*
o ናይ ምግቢ መጽንሒ፣ ናይ ምግቢ መካይን፣ ናይ ምግቢ ዓረብያ o ብርውፐባት፣ መፈተኒ ክፍሊታትን፣ ታፕሩምን *
o ኣሰለፍቲ
o ባር፣ ሳሉን፣ ላውንጅ፣ ቤት ምግብን መስተን o መትሞቂን/ወይ ማይክሮመጽሞቂ *
o ጠዓሞትን ካብ ኣልካል ነጻ ዝኮነ ቤት መስተን o ናይ ወይኒ መጻረዪ *
o ፈቓድ ዘለዎም ትካላት ወይድማ እቲ ሕብረተሰብ ዝጥዕምሉ፣ o Inns*
ናይ ፈተነ፣ ወይ ድማ ምህርትታት ዝዕድግ ናይ ኣልኮል መስተ
መምረቲ መረባ
* ኣብቲ ቦታ ናይ ህዝቢ መሸጣ እንተወሓደ ናይ ጠቕላላ ቅብሊት 33% ዘካትት እንተኮይኑ
ከመይን መዓዝን ምምልካት ከም ዝከኣል
ብ SBA ኣፍልጦ ዘለዎ ናይ መሽጣ ቤት ምግቢ ሽርካ ወይ ደማ ብቕጥታ ብ SBA ኣቢሉ ብዝመጽእ ናይ መስምር መትግበሪ ፖርታል ብ
https://restaurants.sba.gov ምርካብ ይከአል።
SBA እቲ መመልከቲ ብ ኢሜልን ብማሕበራዊ ኣውታርመረብ እንትኽፈት የፍልጥ እዩ። ብኢሜል መንቅሒና ክትምዝገቡ ትኸእሉ
www.sba.gov/updates ወይ ድማ ናትና ማሕበራዊ ሚድያ ይርከቡ www.sba.gov/social-media.
ከመልክቱ ከለዉ ተወሰክቲ ሰነዳት የድለዩ ይኮኑ እዮም። ሙሉእ ዝርዝር ኣብዚ ይመልከቱ www.sba.gov/restaurants.
ን መመልከቲኦም ሓገዝ ይርከቡ
መመልከቲኦም ኣብ ምድላው ዝሕግዙ፣ እዞም ዝስዕቡ ክረኽቡ ይኽእሉ:
o ናይ ደወል ማእኸል ድጋፍ: 1-844-279-8898 (ሰዓታት: ሰኑይ-ዓርቢ 8am-8pm ET)
o ኣብ ከባቢኦም ዝርከብ ናይ SBA ወረዳ ጽ/ቤት www.sba.gov/local-assistance
o ናይ ናሙና መመልከቲ ቅጥዒ ን ናይ መደብ መምርሒ ብብዙሕ ቛንቛታት ኣብ www.sba.gov/restaurants.
File and source
- File
- 2021-05_Tigrinya-Restaurant-Revitalization-Fund-Overview.pdf
- Size
- 159,879 bytes
- SHA-256
- 746b34d8375a0ad1d5af8912dbca9f9e1d3d847a23ef0bdb0a8116b90473f662
- Original
- www.sba.gov